top of page

Profile

Join date: Jun 19, 2025

Posts (92)

Oct 24, 2026 ∙ 11 min
ኤርትራን ኢትዮጵያን፡ መገዲ ጥፍኣትዶ ወይስ መገዲ ሕውየትን ልምዓትን
ኤርትራን ኢትዮጵያን፡ መገዲ ጥፍኣትዶ ወይስ መገዲ ሕውየትን ልምዓትን ሰመረ ሰሎሞን 24 ጥቅምቲ 2026 መዘኻኸሪ ብዕለት 3 ጥቅምቲ 2026 “ልቦና ዝሓትት እዋን፡ ቅልውላው ኢትዮጵያን ስትራተጅያዊ ሓላፍነት ኤርትራን” ኣብ ትሕቲ ዝብል ኣርእስቲ ዝዘርጋሕክዎ ጽሑፍ ነይሩ። እዚ ጽሑፍ’ዚ ካብ ዝዝርጋሕ ንኔው ሓደ ሓደ ኣገደስቲ ምዕባለታት ተኸሲቶም ኣለዉ። እዛ ዓንቀጽ’ዚኣ እምበኣር ነዞም ክሳዕ’ዛ ሰዓት’ዚኣ ተራእዮም ዘለዉ ምዕባለታት ንምድህሳሳን ከም ዜጋታት ድማ ንድሕነት ህዝብናን ሃገርናን ኢልና ከነስተውዕለሎም ብዛዕባ ዘሎና ጕዳያትን ትድህስስ። ከም መቐጸልታ ናይታ ኣብ ዕለት 3 ጥቅምቲ ዝተጻሕፈት ዓንቀጽ ኮይና ክትውሰድ ድማ እላቦ። 1. ኣብ ድርኵኺት ከቢድ ዕንወት ከይንህሉ ዘሻቕል ኵነታት ቀርኒ ኣፍሪቃ ኽግታእ ኣብ ዝኽእል ሓደገኛ ድርኵኺት ከቢድ ዕንወት...

181
1
Oct 12, 2026 ∙ 10 min
ድሕረ-ለውጢ፡ መዋጥር ቀዳመይቲ መዓልቲ - ክልተ ሕርያታት - ቀውሲዶ ቐጻልነት፧
ድሕረ-ለውጢ፡ መዋጥር ቀዳመይቲ መዓልቲ - ክልተ ሕርያታት ቀውሲዶ ቐጻልነት፧ ሰመረ ሰሎሞን 12 ጥቅምቲ 2026 መተሓሳሰቢ ንኣንበብቲ ቅድሚ ነዛ ሓጻር ዓንቀጽ’ዚኣ ምንባብ፡ ንኽቡራት ኣንበብቲ ሓንቲ ንእሽቶ መተሓሳሳቢት ከቕርብ ኣፍቅዱለይ። እዛ ዓንቀጽ’ዚኣ ምስዚ ኣብዚ እዋን’ዚ ኣብ መንጎ ስርዓታት ኢትዮጵያን ኤርትራን ተኸሲቱ ዘሎ ወተሃደራዊ ረጽሚ ምትሕሓዝ የብላን። ንኣይ እታ “ድሕረ-ለውጢ እትኽሰት ቀዳመይቲ ወጋሕታ” ወትሩ ምስ ኣተሓሳሰበትኒ’ያ። እዚ ቴማ’ዚ ኣብ በበይኖም ጽሑፋተይ ይኹን ኣብቶም ክሳዕ ሎሚ ንኣንበብቲ ዘቕረብክወን ሰለስተ መጻሕፍተይ ብተደጋጋሚ ኸም ዘልዓልኩዎም ምዝካር’ውን ኣገዳሲ ኽኸውን’ዩ። ሕጂ’ውን እንተ ኾነ፡ በዚ ይኹን በቲ፡ እቲ ለውጢ ኽመጽእ’ዩ ዝብል ነቕ ዘይብል እምነት ኣሎኒ። እሞኸ ደኣ እታ ጽባሕ ለውጢ ዘላ መዓልቲ እንታይ ኮን ትመስል...

236
1
3
Oct 6, 2026 ∙ 10 min
The Imperative of Prudence: Ethiopia’s Crisis and Eritrea’s Strategic Responsibilities
The Imperative of Prudence: Ethiopia’s Crisis and Eritrea’s Strategic Responsibilities Semere Solomon October 6, 2026 Introduction The Horn of Africa is entering a period of grave uncertainty. Across Eritrea’s southern frontier, Ethiopia faces overlapping armed conflicts, contested visions of statehood, deep economic strain, and widening social polarization. These are not isolated security incidents or temporary political disturbances. They reflect unresolved disputes over federalism,...

126
2
7
bottom of page