top of page
Blogs and Articles
Welcome to the author's corner, you’ll find a collection of insightful articles and engaging blog posts. Here, the author shares thoughts on various topics, including commentaries on his books and responses to intriguing articles from others. Stay tuned for regular updates that spark conversation inspire reflection.


እቲ ዘይተማልአ መብጽዓ፡ ንውርሻና እናኽበርና ንክውንነት ምግጣም፡ ኣብ መበል 50 ዓመት ዝኽሪ ምስረታ ቤት ትምህርቲ ሰውራ ዝቀረበ መደረ
እዚ ዝስዕብ መደረ ብኣጋጣሚ ናይ ሓምሳ ዓመት ምስረታ ቤት ትምህርቲ ሰውራ ኣብ ዝተገብረ ጽንብል ብዝተገብረለይ ዕድመ መሰረት ብኣካል ተረኺበ ዝሃብክዎ'ዩ። "ኣብ እቲ ዘይተማልአ መብጽዓ፡ ንውርሻና እናኽበርና ንክውንነት ምግጣም" ኣብ መበል 50 ዓመት ዝኽሪ ምስረታ ቤት ትምህርቲ ሰውራ ዝቀረበ መደረ ብሰመረ ሰሎሞን 24 ሓምለ 2026 ክቡራን ኣጋይሽ፡ ኣሰናዳእቲ’ዚ መደብን፡ መሳርሕተይ ነበርን ናይ ቀደም ተመሃሮን፤ ከመይ ኣምሲኹም፧ መበል 50 ዓመት ምስረታ ቤት ትምህርቲ ሰውራ ንምጽንባል ኣብ ቅድሜኹም ምርካበይ ዓቢ ኽብሪ ይስምዓኒ። ምስ ታሪኽ ሓርነታዊ ቃልስና ዓሚቝ ምትእስሳር ዘለዎ ትካል፡ በዚ ታሪኻዊ ኣጋጣሚ ክዛረብ ንዝተገብረለይ ዕድመ፡ ከም ኣዝዩ ልዑል ክብሪ’የ ዝርእዮ። ምስጋናይ ወሰን ከም ዘይብሉ ድማ ክገልጸልኩም ኣፍቅዱለይ።
Semere Solomon
2 days ago8 min read


From Memory to Practice: An Evening with Semere and Renewing the Promise
From Memory to Practice: An Evening with Semere and Renewing the Promise On June 23, 2026, we gathered in Washington, DC to celebrate the launch of Renewing the Promise. Among the voices that evening was Blake Kent, a longtime colleague and friend, who offered not a conventional book review but a deeply personal meditation on mentorship, community, and the difficult work of rebuilding public life. Drawing on two decades of shared experience—from Iraq to Eritrea to small-tow
Semere Solomon
Jun 2910 min read


A conversation between Jerrold Keilson and Semere Solomon
The Center for Development History (CDH) captures and records the voices, lived experiences, and lessons learned of International Development practitioners who devoted their careers to working with international and national non-governmental organizations, humanitarian relief organizations, firms, and universities. The material represents a rich repository of primary source material that is publicly available and is being used by scholars, researchers, students, journalists,
Semere Solomon
Jun 141 min read


Book Review: Renewing the Promise: A New Vision for Eritrea by Dr. Mohamed Kheir Omer
Book Review: Renewing the Promise: A New Vision for Eritrea Mohamed Kheir Omer Semere Solomon’s Renewing the Promise: A New Vision for Eritrea is an ambitious work that combines political reflection and development planning, created from an internal Eritrean perspective. Spanning 15 chapters and more than 300 pages, the book does not limit itself to critiquing Eritrea’s development trajectory since independence; it also seeks to build a comprehensive national roadmap for the
Semere Solomon
May 214 min read


ገምጋም መጽሓፍቲ - ኤርትራ፡ ቀለስቲ ሓሳባት ንሕውየት ሃገር - Renewing the Promise: A New Vision for Eritrea
ደራሲ፡ ሰመረ ሰሎሞን ገምጋሚ፡ ዶክተር ሽደን መሓሪ ሰሎሞን ብኣጋጣሚ ምምራቕ መጽሓፍ ኣብ ዋሺንግተን ዲ.ሲ. ብዕለት 25 ሚያዝያ 2026 1. መእተዊ ኤረትራ ልኡላውነታ ካብ እተውሕስ ድሮ ሰላሳን ሓሙሽተን ዓመታት ኮይኑ። እዚ ማለት ድማ ዳርጋ ክልተ ወለዶታት ነዚ መንግስቲ’ዚ ጥራሕ ፈሊጡ ዓብዩ (ካልእ ስርዓት ዘይፈልጥ) ማለት'ዩ። ኣብዘን ዓመታት’ዝዚኣተን ብዙሓት ሕቶታት ተሓቲቶም። እንተኾነ ግን እታ ኣዝያ ኣገዳሲት ዝኾነት ሕቶ ዝጊት መልሳ ኣይተረኽበላን፦ ንሳ ድማ፣ እቲ ቃል፡ኪዳን (መብጽዓ) ናጽነትና ተማሊኡን ተሓልዩንዶ ትብል’ያ፧ እምብኣርከስ ሎሚ ምሳኻትኩም ክግምግማ ተዳልየ ዘለኹ መጽሓፍ፣ ካብ’ዛ ሕቶ’ዚኣ ዓይኑ ናይ ዘየልገሰ ደራሲ፣ ሰመረ ሰለሙን፤ ስራሕ እያ—ካብኡ ዝዓቢ ድማ፣ ደራሲ መልሱ ዘቐመጠላ ዓባይ ስራሕ እያ። 2. ብዛዕባ
Semere Solomon
May 146 min read


ገምጋም መጽሓፍ፡ ኤርትራ፡ ቀለስቲ ሓሳባት ንሕውየት ሃገር
ኤርትራ፡ ቀለስቲ ሓሳባት ንሕውየት ሃገር ደራሲ ሰመረ ሰሎሞን ገምጋሚ፡ በረኸት ሃብተማርያም ብኣጋጣሚ ምምራቕ መጽሓፍ ኣብ ዋሺንግተን ዲ.ሲ. ብዕለት 25 ሚያዝያ 2026 ስለምንታይ’ዩ ካብ ዘፍርሕ ምልኪ ናጻ ዝወጸ ህዝቢ ፈለማ ምዝራብ ክመሃር ዘለዎ እዛ መጽሓፍ ብዛዕባ ናይ ሎምን ጽባሕን ምውዳቅ-ምልኪ ዘላ ኤርትራ እትገልጽ መጽሓፍ’ኳ እንተኾነት፡ እቲ ዝዓሞቐ ዛዕባኣ ግን ካብ ብዓባያ ኤርትራ ዝዓቢ’ዩ። ድሕሪ ብዙሕን ከቢድን ውግእ፡ ምልኪ፡ ስደት፡ ድኽነት፡ ወተሃደራውነት፡ ድሃያት ዘጥፈአ ፍርሒ ዝሰፈኖ ለይቲ፡ ኣብ ኣለዳ፡ እንታይ ክመጽእ’ዩ ዝመሰረቱ ሕቶታት ናይ ኤርትራ ጥራሕ ዘይኮነ፡ ናይ ኵሎም ኣብ ከም ናትና ኵነታት ዘለው ኣህዛብ ሕቶ’ዩ። ስለዚ ቅድሚ ንባብ’ዛ መጽሓፍ ብኣእምሮን ልብን ንኽትርዳእን ንምስማዕን ክትዳሎ የድሊ።ስለዚ፡ ብኣይ ወገን
Semere Solomon
May 98 min read


The Aborted Political Transition was Not Inevitable: It is a Political Choice of Eritrea’s Leaders
The Aborted Political Transition was Not Inevitable: It is a Political Choice of Eritrea’s Leaders By Semere Solomon May 2, 2026 Introduction The stalled political transition in Eritrea is often described as the result of external pressures—regional instability, geopolitical isolation, or unresolved conflict. While it cannot be said that these factors had no influence, this assertion is not only incomplete but also misleading. Eritrea’s political trajectory should be viewe
Semere Solomon
May 24 min read


Launching a New Vision for Eritrea in the Nation's Capital: A Conversation on Eritrea's Future at the DC Public Library April 25, 2026
It was a privilege to bring two recently published books by Semere Solomon—Renewing the Promise: A New Vision for Eritrea and ኤርትራ፡ ቀለስቲ ሓሳባት ንሕውየት ሃገር—to life before a live audience at the Shaw/Watha T. Daniel Library in Washington, DC, on April 25th. Conversation between the author and Dr. Ghirmai Negash More than a book launch, this was a rich dialogue centered on the overarching Dr. Shiden Solomon - Book Reviewer theme that unites both works: reconciling the unfulfille
Semere Solomon
Apr 271 min read


ምዅላፍ ፖለቲካዊ ስግግር ግድነት ኣይነበረን፡ ፖለቲካዊ ሕርያ መራሕቲ መንግስቲ ኤርትራ’ዩ
ምዅላፍ ፖለቲካዊ ስግግር ግድነት ኣይነበረን፡ ፖለቲካዊ ሕርያ መራሕቲ መንግስቲ ኤርትራ’ዩ ብሰመረ ሰሎሞን 23 ሚያዝያ 2026 መእተዊ ኣብ ኤርትራ ተዀሊፉ ዘሎ ፖለቲካዊ ስግግር መብዛሕትኡ ግዜ ሳዕቤን ግዳማዊ ጸቕጥታት—ዞባዊ ዘይምርግጋእ፡ ጂኦ-ፖለቲካዊ ተነጽሎ፡ ወይ ድማ ዘይተፈትሐ ግጭት—ከም ዝኾነ’ዩ ዝግለጽ። ወላ’ኳ እዞም ረቛሒታት ጽልዋ ኣይነበሮምን እንተ ዘይተባህለ፡ እዚ ኣበሃህላ’ዚ ግን ዘይምሉእ ጥራይ ዘይኮነስ፡ ኣጋጋዪ’ውን’ዩ። ናይ ኤርትራ ፖለቲካዊ ጉዕዞ፡ ከም ሳዕቤን ኵነታት ዘይኮነስ፡ ከም ውጽኢት ናይ ሓደ ኮነ ተባሂሉ ዝተቐረጸ ፖለቲካዊ ሕርያ ጌርካ ክርአ ይግባእ። እቲ ድሕሪ ናጽነት ዝመጸ መሪሕነት፡ ኣብ ክንዲ ትካላዊ ኣሰራርሓ ዘተኣታቱ፡ ንቝጽጽር ከም መርሓ ጐደና ምሕደራኡ ብምምራጽ፡ ኣብ ክንዲ ስትራትጅያዊ ረብሓ ሃገር፡ ንጸቢብ
Semere Solomon
Apr 235 min read


The Paradox of Liberation
The Paradox of Liberation By Semere Solomon April 18, 2026 The Paradox of Liberation: Analyzing the Crisis of Institutional Governance in Post-Independence Eritrea The shift from a liberation movement to a functional, democratic state is one of the most intricate challenges in post-colonial political theory. In Eritrea, this path is marked by a phenomenon termed "suspended citizenship," where the moral authority of the independence struggle is used to justify the indefinite p
Semere Solomon
Apr 184 min read


ግርንቢጥ ሓርነት
ግርንቢጥ ሓርነት ብሰመረ ሰሎሞን 18 ሚያዝያ 2026 ቅልውላው ትካላዊ ምሕደራ ኣብ ድሕሪ ናጽነት ኤርትራ እቲ ካብ ሓደ ሓርነታዊ ምንቅስቓስ ናብ ብሕጊ እትምእዘዝ ጥዑይ ምሕደራ እተሳሲ ሃገር ዝግበር ስግግር፡ ሓደ ካብቶም ዝተሓላለኹ ብድሆታት ፖለቲካዊ ስነ-ፍልጠት ኮይኑ ይቕጽል ኣሎ። ኣብ ጕዳይ ኤርትራ፡ እዚ ኣንፈት’ዚ - ከምቲ ኣብ ዝሕለፈ ሓተታ ዘስመርኩሉ - ብ"ዝተወንዘፈ ዜግነት" ዝብለ ክስተት ክግለጽ ይከኣል። እዚ ማለት ድማ እቲ ሓርነታዊ ምንቅስቓስ ኣብቲ ንናጽነት ዝተኻየደ ቃልሲ ዝረኸቦ ሞራላዊ ሕጋውነትን ተፈላጥነትን ተጠቒሙ ንቕዋማዊ ምሕደራ ንዘይተወሰነ ግዜ ንምድንጓይ ከም ምኽንያት ኣብ ጥቕሚ ኣውዒልዎ’ሎ ማለት’ዩ። ኣምር ዘይተሓደሰ ሕጋዊ ተፈላጥነት ኣብ ሕመረት ናይቲ ሕጂ ዘሎ ምሕደራዊ ቅልውላው፡ ኣብ መንጎ’ቲ ህዝባዊ ግንባር ሓ
Semere Solomon
Apr 184 min read


The Tragedy of Suspended Citizenship: Liberation, Legitimacy, and the Crisis of Governance in Eritrea
The Tragedy of Suspended Citizenship: Liberation, Legitimacy, and the Crisis of Governance in Eritrea By Semere Solomon April 11, 2026 Introduction: Liberation Movements and the Challenge of Democratic Transition Liberation movements are typically driven by two overarching objectives: to free their societies from foreign domination or oppressive rule, and to establish a political order grounded in justice and dignity. Yet history reveals a persistent paradox. Many movements t
Semere Solomon
Apr 115 min read


ትራጀዲ ናይ ዝተወንዘፈ ዜግነት
ትራጀዲ ናይ ዝተወንዘፈ ዜግነት ብሰመረ ሰሎሞን 04 ሚያዝያ 2026 መእተዊ፡ ምንቅስቓሳት ሓርነትን ምውሓስ ናጽነትን ብድሆታቱን ሓርነታውያን ምንቅስቓሳት ብሓፈሻ ክልተ መሰረታውያን ዕላማታት ሒዞም’ዮም ዝብገሱ። እቲ ሓደ ካብ ባዕዳዊ /መግዛእታዊ ጐበጣ ወይ’ውን ዓምጻጺ ስርዓት ንምግልጋል ክኸውን እንከሎ፡ እቲ ኻልኣይ ድማ ማሕበራዊ ፍትሒ ማእከል ዝገበረ ጥዑይ ስርዓተ-ምሕደራ ምምስራት’ዩ። እቲ ዘገርም፡ ብርክት ዝበሉ ሓርነታውያን ምንቅስቓሳት፡ ዛጊት ኣድማዕን ተሓታትን ምሕደራ ኣብ ምትካል ዝግበር ዘሎ ናይ ስግግር መድረኽ’ዮም ዝርከቡ። መብዛሕቲኡ ግዜ ንሃገራዊ ናጽነት ዝተቓለሱ ሓርነታውያን ምንቅስቓሳት፡ ስልጣን ምስ ሓዙ ዓበይቲ ፖለቲካዊ ብድሆታት የጋጥምዎም’ሞ ካብ "ልወጣዊ ፖለቲካ" (transformative politics) ናብ "ናይ ቤተ
Semere Solomon
Apr 48 min read


ኣንጸባራቒ ዓወት፣ ዝተጨውየ ፖለቲካዊ ምስግጋር፤ እዛ ንእሽቶ ሃገር ክትድሕን ትኽእልዶ?
ኣንጸባራቒ ዓወት፣ ዝተጨውየ ፖለቲካዊ ምስግጋር፤ እዛ ንእሽቶ ሃገር ክትድሕን ትኽእልዶ፧ ብሰመረ ሰሎሞን 26 መጋቢት 2026 መእተዊ እቲ ንሰላሳ ዓመታት ዝኸደ ናይ ኤርትራ ናይ ናጽነት ቃልሲ — ኣብ ኣፍሪቃ ድማ እቲ ዝነውሐ ግዜ ዝወሰደ — ብሰፊሑ ተጻሒፉሉ’ዩ። እዚ ትንተና’ዚ፡ ነቲ ቃልሲ፡ ምስቲ ድሕሪ ናጽነት ክስዕብ ትጽቢት ዝተገብረሉ ፖለቲካዊ ምስግጋር ብምትእስሳር ካብ ዝተፈልየ ኵርናዕ ይምልከቶ። እቶም ሕቶታት ነዞም ዝስዕቡ የጠቓልሉ፦ ናይቲ ሓርነታዊ ምንቅስቓስ ሓያላትን ድኹማትን ጐድንታት እንታይ ነይሮም፧ ውሽጣውን ግዳማውን ረቛሒታት ከመይ ገይሮም ነቲ ቃልሲ ጸልዮሞን ቀሪጾሙዎን፧ ስለምንታዩኸ ምውሓስ ልኡላውነት ናብ ፖለቲካዊ ምስግጋር ዘየምርሐ፧ ናይ ናጽነት ቃልሲ፤ ሓባራዊ ግን ድማ ድኽመታት ዝነበሮ ጒዕዞ ወናኒ ናይቲ ናጽነት ንምውሓስ ዝተኻ
Semere Solomon
Mar 264 min read


Stunning Victory, Aborted Political Transition: Can This Small Nation Still Reinvent Itself?
Stunning Victory, Aborted Political Transition: Can This Small Nation Still Reinvent Itself? By Semere Solomon March 12, 2026 I. Introduction The thirty-year liberation struggle of the Eritrean people, one of Africa's longest, has been the subject of extensive writing. This commentary distinguishes itself by attempting to connect this struggle with the anticipated political transition following the war. Rather than concentrating on specific events, dates, or indiv
Semere Solomon
Mar 129 min read


ራብዓይን ናይ መወዳእታን ክፋል - ጦብላሕታይ ኣብ መጽሓፍ ረዚን ዋጋ ዝተኽፍሎ ናጽነት ኤርትራን ዝተጠልመ መብጽዓን - ብጸጋይ መሓሪ (ተመርዖ)
ተረፍ ኣድናቖተይ ……… መጽሓፍ ረዚን ዋጋ ዝተኽፍሎ ናጽነት ኤርትራን ዝተተልመ መብጽዓን ከንብባ እንከለኹ፣ ብዙሕ ግዜ ዝመላለሰኒ ዝነበረ ሕቶን ድንግርግር ዝበለንን እንተዳኣ ነይሩ፡ እቲ ዝተጠልመ መብጽዓ ዝብል ሓረግ'ዩ። ንዓይ ድሮ ቅድሚ እዛ ናጽነታ ተሰሪቕዋ ዘሎ "ናጽነት" ምምጽኣ ኣብ "ሜዳ" ተጠሊሙ ጥራይ ዘይኰነስ ክጥለም እንከሎን ጽባሕ ንግሆ'ውን መብጽዓ ወይ ዝተኣትወ ቃል ክትግበር ከም ዘይኰነን ሰመረን ካልኦት ተጋደልትን ይምስክሩ ነይሮም እዮም። ናይዚ ጥልመት እዚ ግዳያት ብሓፈሻ ኩሎም ተጋደልቲ እቲ ውድብ እኳ እንተነብሩ ብፍሉይ ግን እግዝኣቢሄር ትረፉ ኢልዎም ዝተረፉን እቶም ኣብ ሜዳ ዝሓቐቑን ምሁራንን ደቂ ሓረስቶትን ተጋደልቲ እዮም። ነዚ ብጭብጢ ንምስናዩ ድማ እታ ሰመረ ነቲ መሪሕነት እቲ ውድብ ዝበድሃላ ስነ-ሞጎት'ያ። ክልተ ዓይነታት መ
Semere Solomon
Mar 13 min read


ሳልሳይ ክፋል - ጦብላሕታይ ኣብ መጽሓፍ ረዚን ዋጋ ዝተኽፍሎ ናጽነት ኤርትራን ዝተጠልመ መብጽዓን - ብጸጋይ መሓሪ (ተመርዕ)
ሳልሳይ ገጽ ጦብላሕታይ ሰመረ ሰለሙንን ንመንእሰያት ዘለዎ ፍቕርን ኣፍልጦን ተጋዳላይ ጸሓፊ ሰመረ ሰለሙን ኣብ ልዕሊ እቲ መንእሰይ እንከሎ ዝተወጽዖ ወጽዓ እሙን ብምዃን ነዞም ናይዚ መድረኽን ግዜን መንእሰያት ዘለዎ ፍቕሪ፡ ኣኽብሮትን ንወጽዓኦም ናይ ልቢ ኣፍልጦ ብምሃብን ብትብዓት ንቓልሶም ኣፍልጥ ይህቦ። ነቲ ብዙሓት ምሁራትን ገዳይም ተጋደልትን ብትብዓት ክጽውዕዎ ዘይደፍሩ መጸውዒ ሽም ኣብ ዝሓለፉ ኣርባዕተ ዓመታት ነቲ "ተቓውምቲ" የብለይን ዝብል ስርዓት ዓድና ብፍላይ ድማ ኣብ ናይ ደገ ማሓውራቱን ኣጽፋሩን ራዕዲ ዝፈጠረ "ብርጌድ ንሓመዱ ወይ ሰማያዊ ማዕበል"፡ ጸሓፊ ሰመረ ሰለሙን ብትብዓት ነቲ ሽም የድምጽን ይጽሕፎን። ከምዚ ብምባል ድማ ኣብ መጽሓፉ ገጽ 166 ሰኒድዎ ይርከብ። "ኣብዚ እዋን'ዚ ቅድሚ ሕጂ ርኢናዮ ዘይንፈልጥ ኩነታት ንዕዘብ ብርጌድ
Semere Solomon
Feb 284 min read


ካልኣይ ክፋል - ጦብላሕታይ ኣብ መጽሓፍ ረዚን ዋጋ ዝተኽፍሎ ናጽነት ኤርትራን ዝተጠልመ መብጽዓን - ብጸጋይ መሓሪ (ተመርዖ)
ካልኣይ ገጽ ጦብላሕታይ ጽባቐ ስብእና ተጋላይ ምሁር ስነ ልምዓትን ጸሓፊን ሰመረ ሰለሙን ……. …… …… ብዙሓት ሰባት ከምዚ ሰመረ ሰለሙን ዓይነት ከይዲ ህይወት ዝሓለፉ ኣብ ዝህብዎ ምስክርነትን ኣብ ዝጽሕፎዎ መጻሕፍትን ስምዒት ሕራነ፡ ሕነኣዊ ቃና፡ ኣብ ገሊኡ ሓይሊ ቂምታ ስለዝፈታተኖም ሚዛኑ ዝሓለወ ዕዮ ከበርክቱ ይኸብዶም'ዩ። ጸሓፊ ሰመረ ሰለሙን ግን ዕድለኛ'ዩ። ጸጋ ሚዛናውነት ኣለዎ። ምናልባት እታ "ኣረድእ" እትብል ኣምር ርትዒ ኣኮኡን ኣተዓባብያ ስድርኡን ክኸውን ግን ክግምቶ ኣይጽገምን። እዚ ድማ ኣብ ምልእቲ እዛ መጽሓፍ ሚዛን ቅንዕና ዓቲሩ ወላ ነቶም ሳቐይቱን ከይተረፈ እቲ ንሱ "ጽቡቖም" ዝብሎ ብትብዓት ክምስክረሎምን ክነግረሎምን ነንብብ። ሓደ ከም ኣብነት እንተወሲደ ንመስፍን ሓጎስ መጽሓፉ ብምንባብ ኣብቲ ኣድናቖት ዝግብኦ ብዘይ ብቂ ኣድና
Semere Solomon
Feb 274 min read


ቀዳማይ ክፋል - ጦብላሕታይ ኣብ መጽሓፍ ረዚን ዋጋ ዝተኽፍሎ ናጽነት ኤርትራን ዝተጠልመ መብጽዓን - ብጸጋይ መሓሪ (ተመርዖ)
ክቡራት ኣንበብቲ፡ ደሓን ክትህልዉ ተስፋ እገብር። ትማሊ ምሸት ካብ ሓው ጸጋይ መሓሪ ሓንቲ - ጦብላሕታይ ኣብ መጽሓፍ ረዚን ዋጋ ዝተኽፍሎ ናጽነት ኤርትራን ዝተጠልመ መብጽዓን - ኣብ ትሕቲ ዝብል ኣርእስቲ ዝተጻሕፈት ሓተታ በጺሓትኒ። ሓው ጸጋይ ነታ መጽሓፈይ ግዜኡ ሂቡ ብምንባቡን፣ ዝርዝራዊ ገምጋም ምጽሓፉን ብልቢ አምስግኖ። እቲ ዘቕረቦ ጽሑፍ ብሓቂ ዘገርም፡ እቲ ኣጸሓሕፍኡ ዓሚቚ፣ ትሕዝቶኡ ድማ ኣዝዩ ዝነኣድ ኮይኑ ረኺበዮ። ብፍላይ እቲ ዝሃቦ ንጹርን ዝርዝራዊን ትዕዝብትታት፣ ነታ መጽሓፍ ካብ ጫፍ ናብ ጫፍ ብጥንቃቐ ከም ዘንበባ ብግልጺ የርኢ። ከምዚ ዝበለ ብስሉንን ሚዛናዊን ዝኾነ ገምጋም ካብ ከም ጸጋይ ዝኣመሰሉ መንእሰያት ምርካብ ንዓይ ዓቢ ሓጎስ እዩ። ንጸጋይ’ምበኣር፡ እዚ ጽሑፍካ ካልኦት ኣንበብቲ’እውን ጠቓሚ ኮይኑ ክረኽብዎ ስለ ዝኽእሉ፣ ከም
Semere Solomon
Feb 269 min read


"From Stalled State to Strategic Powerhouse: The Blueprint That Could Redefine Eritrea - Book Review by Dr. Mogos Yacob
Renewing the Promise: A New Vision for Eritrea Author: Semere Solomon Renewing the Promise of New Vision for Eritrea presents a comprehensive roadmap for political transition, economic reform, and national renewal. Semere Solomon combines political analysis with practical policy proposals, offering both diagnosis and direction for Eritrea’s future. The book begins by outlining realistic scenarios for change—whether from within the ruling elite, through insider–diaspora cooper
Semere Solomon
Feb 131 min read
bottom of page