top of page
Search

ኤለክትሮኒክ ሕታም ናይ'ታ ሓዳስ መጽሓፈይ ኣብ ዕዳጋ ተዘርጊሓትልኩም ኣላ። ዝርዝር ሓበሬታ ኣብ ታሕቲ ኣለኩም።

ክቡራት ኣንበበቲ፡



ኤለክትሮኒክ ሕታም ናይ'ታ ሓዳስ መጽሓፈይ - ኤርትራ፥ ቀለስቲ ሓሳባት ንሕውየት ሃገር - ኣብ ዕዳጋ ተዘርጊሓትልኩም ከም ዘላ በዚ ኣጋጣሚ ክሕብረኩም እፈቱ። ብሞባይል ተለፎን፡ ታብለትን (Tablet)፡ ኪንድል ኢ-ሪደርን (Kindle E-Reader) ከተንብብዋ ድማ ተኽእሎታት ኣሎ። ነዚ ዝስዕብ ሊንክ ብምጥዋቕ ክትገዝእዋ ትኽእሉ ኢኹም፡ -



ሰናይ ንባብ ይግበረልኩ።


ሓውኹም ሰመረ ሰሎሞን

 
 
 
bottom of page